104. 4 ሬድዩ ኤፍ ኤም መቐለ
  ንካልአይ ግዜ ዝወፀ ናይ ስራሕ ምልከታ ተደላይ ክእለት   --------- ዲፕሎማ ብማርኬቲንግ : ብአካዉንቲንግ COC ዝምልከተኩም /ብቅዓት መረጋገፂ ዝሐለፈ/ት ከቅርብ/ ከተቅርብ ዝክእል /ትክእል 2 ዓመት ዝሰርሐ/ት ተወሳኪ ናይ ኮምፒተር እኩል አፍለጦ ዘለዎ/ዋ ሰርተፌኬት ከቅርብ ክተቅርብ ትክእል:: ፆታ ------------ ኣይፈልን  
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ
ተዳላይ ክእለትን ዓይነት ትምህርቲኣብ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ንዘለው ክፍቲ መደብ ስራሕ ነቲ ረቋሓ ዘማልኡ/ኣ ሰራሐተኛታት ክቆፅር ይደሊ ተዳላይ ክእለትን ዓይነት ትምህርቲ ኢኮሚክስ፤ ኣካውንቲንግ፤ ቢዝነስ ማናጅመንት፤ ቢዝነስ ኣዲሚኒስትሬሽን፤ ማርኬቲን ማናጅመንት ዝተመረቀ ኮይኑ/ና -ቀዳማይ ዲግሪ 7 ዓመት ስራሕ ልምዲ - ብማስተርስ ዲግሪ 5 ዓመት ስራሕ ልምዲ - ብዶክትሬት ዲግሪ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ብናይ ምትሕብባር ስራሕቲ ወይ ብመፅናዕቲ ስልጠና ስራሕቲ ዝሰርሐ/ት በዝሒ 01 መሃያ 4743 ስራሕ ብርኪ XV ስራሕ መ/መ/ቁ  26-3-55
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ
ተዳላይ ክእለትን ዓይነት ትምህርቲኣብ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ንዘለው ክፍቲ መደብ ስራሕ ነቲ ረቋሓ ዘማልኡ/ኣ ሰራሐተኛታት ክቆፅር ይደሊ ተዳላይ ክእለትን ዓይነት ትምህርቲ ኢኮሚክስ፤ ኣካውንቲንግ፤ ቢዝነስ ማናጅመንት፤ ቢዝነስ ኣዲሚኒስትሬሽን፤ ማርኬቲን ማናጅመንት ዝተመረቀ ኮይኑ/ና -ቀዳማይ ዲግሪ 7 ዓመት ስራሕ ልምዲ - ብማስተርስ ዲግሪ 5 ዓመት ስራሕ ልምዲ - ብዶክትሬት ዲግሪ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ብናይ ምትሕብባር ስራሕቲ ወይ ብመፅናዕቲ ስራሕ ዕደጋ ተመሳሳልትን ዝሰርሐ/ት በዝሒ 01 መሃያ 4743 ስራሕ ብርኪ XV ስራሕ መ/መ/ቁ  26-5-7
ተወሳኺ ኣንብብ