ዳህሳስ ዕዳጋ ማርኬቲንግ

104. 4 ሬድዩ ኤፍ ኤም መቐለ
መብርሂ

  ንካልአይ ግዜ ዝወፀ ናይ ስራሕ ምልከታ

ተደላይ ክእለት   --------- ዲፕሎማ ብማርኬቲንግ : ብአካዉንቲንግ COC ዝምልከተኩም /ብቅዓት መረጋገፂ ዝሐለፈ/ት ከቅርብ/ ከተቅርብ ዝክእል /ትክእል 2 ዓመት ዝሰርሐ/ት ተወሳኪ ናይ ኮምፒተር እኩል አፍለጦ ዘለዎ/ዋ ሰርተፌኬት ከቅርብ ክተቅርብ ትክእል::

ፆታ ------------ ኣይፈልን

 

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

ናይ ፈተና እዋን ----------- 3 ታሕሳስ 2007 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቐትሪ

ፈተና ዝወሃበሉ ቦታ --------- 104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ

ኣመልከቲ ከማልእዎ ዝግባእ ኦርጅናልን ናይ ትምህርቲ መረዳእታን ስራሕ ልምዲ መረዳእታን ምስዘይምለስ ፎቶ ኮፒ


 

Share this Post:
ድሕሪት