መተሓባበሪ ጉጅለ እቶትን መፅናዕቲ ዕዳጋን
ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይመብርሂ
ተዳላይ ክእለትን ዓይነት ትምህርቲኣብ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ንዘለው ክፍቲ መደብ ስራሕ ነቲ ረቋሓ ዘማልኡ/ኣ ሰራሐተኛታት ክቆፅር ይደሊ
ተዳላይ ክእለትን ዓይነት ትምህርቲ ኢኮሚክስ፤ ኣካውንቲንግ፤ ቢዝነስ ማናጅመንት፤ ቢዝነስ ኣዲሚኒስትሬሽን፤ ማርኬቲን ማናጅመንት ዝተመረቀ ኮይኑ/ና -ቀዳማይ ዲግሪ 7 ዓመት ስራሕ ልምዲ - ብማስተርስ ዲግሪ 5 ዓመት ስራሕ ልምዲ - ብዶክትሬት ዲግሪ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ብናይ ምትሕብባር ስራሕቲ ወይ ብመፅናዕቲ ስራሕ ዕደጋ ተመሳሳልትን ዝሰርሐ/ት በዝሒ 01 መሃያ 4743 ስራሕ ብርኪ XV ስራሕ መ/መ/ቁ 26-5-7 |
ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ
መተሓሳሰቢ
-
ምዝገባ ቦታ ኣብ ሓዱሽ ህንፃ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ 1ይ ደብሪ ምምሕዳር ሰራሕተኛ
-
ኣድለይቲ ዝበሃሉ መረዳእታታት ዋንኡ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ክቀርብ ይግባእ
-
ምዝገባ ዝጅመረሉ 03/03/2006---10/03/2006 ዓ/ም ኣብ እዋን ስራሕ መዓልቲ
-
ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 12/03/2006 ዓ/ም ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 8:30
Share this Post: