ኩሉመዳይ ዕዳጋ ፈደረሺን ትግራይ ሓ/ዝ/ሕብረት
ኤም.ኤ ኤምቢኤ ቢ.ኤ ብኣካውንቲንግ፣ ብማናጅመንት፣ ብከኦፕሬቲቭ ኣካውንቲንግ፣ ካልኦት ተመሳሰልቲ ብውሑድ ን ኤም ኤስ ሲ 4+ ዓመት ንቢኤ 6 ዓመት ቀጥታዊ ስራሕ ልምዲ ብሓላፍነት ዝስርሕ ይምረፅ ፆታ አይፈልን 
ተወሳኺ ኣንብብ

ሆስፒታል መቐለ
ተደላይ ክእለት   ብማናጅመንት፤ ማርኬቲንግ ዝተመረቀ/ት ናይ ንብረት ኣተሓዳድራን ክንክን ልምዲ ዘለዎ/ዋ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእልት ዘለዋ ዝግጁ ዝከለ ብስነ-ምግባሩ መርኣያ ዝኮነ ስራሕ ልምዲ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መሰረት 6+ ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎዋ/ ወርሓዊ መሃያ 2934.00 ዘድሊ በዝሒ 1
ተወሳኺ ኣንብብ