ን/ምም/ር ኪኢላ

ሆስፒታል መቐለ
መብርሂ

ተደላይ ክእለት  

ብማናጅመንት፤ ማርኬቲንግ ዝተመረቀ/ት ናይ ንብረት ኣተሓዳድራን ክንክን ልምዲ ዘለዎ/ዋ

መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእልት ዘለዋ ዝግጁ ዝከለ ብስነ-ምግባሩ መርኣያ ዝኮነ

ስራሕ ልምዲ

መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መሰረት 6+ ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎዋ/

ወርሓዊ መሃያ

2934.00

ዘድሊ በዝሒ 1

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

  • ናይ ምዝገባ ዐለት ካብ 10/03/2006-15/03/2006 ዓ/ም

  • ምልመላ ዝካየደሉ ዐለት 17/03/2006 ዓ/ም

  • ናይ ምዝገባ ቦታ ሆስፒታል መቀለ ደ/ከ/ስ/ኣ/ሰራሕ/ሰብ ኣብ ስራሕ ሰዓት

  • ተወዳደርቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጂናል ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል/ትክእል

  • ፈተና ዝካየደሉ ዕለት /03/2006 ዓ/ም ሰዓት 3:00

Share this Post:
ድሕሪት