ክኢላ ስረዓት ትምህርትን ደጋፍን ክትትል ስልጠናን ፈተናን
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድንትራንስፖርትን አብዳይሬክተር ምርግጋፅ ብቅዓት አሽከርከርትን ተሽከርከርትን ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሐተኛታት ኣወዳዲሩ ብርኪ ዕቤት ወሽጥን ደገን ዝዉዉር ከም እዉን ብቁፃር ሓይሊ ሰብÂ ክመልእ ስለዝደለየ ንተወዳደርቲ በዚ ምልክታ እዚ ይዕድም
ተወሳኺ ኣንብብ ናይ ሕጊ ክኢላ ሰራሕተኛ
ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕደጋን ኤጀንሲ ምስ ሕ ስማዕልምዓት ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ኣብ ዝርከብ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ከወዳድር ይደልይ
ተወሳኺ ኣንብብ ድራፍትስ ማን
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዉሽጥን ደገን ዝውውር ከምኡ እዉን ቁፃር ሓይሊ ሰብ ክመልእ ስለዝደለየ ንተወዳደርቲ በዚ ምልክታ እዚ ይዕድም
ተወሳኺ ኣንብብ ተመራማሪ/ ት ማሕበር ቁጠባ (Extension)
ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቐፂሎም ንዘለዉ ክፍቲ ስራሕ መደባት አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት ተማሊኡ ኣመልከቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ተወሳኺ ኣንብብ ተመራማሪ/ ት ማሕበረ ኢኮኖሚ Socio Economics Researcher
ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቐፂሎም ንዘለዉ ክፍቲ ስራሕ መደባት አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት ተማሊኡ ኣመልከቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ተወሳኺ ኣንብብ ጀማሪ ተመራማሪ ኣሕምልትን ፍርማረን Horticulture
ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቐፂሎም ንዘለዉ ክፍቲ ስራሕ መደባት አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት ተማሊኡ ኣመልከቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ተወሳኺ ኣንብብ ዶክሜንቴሽን
ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ርእስ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቀፂሉ ናብ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክምድብ ይደሊ
ተወሳኺ ኣንብብ ፋይናንሻል ኢዲተር
ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ርእስ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቀፂሉ ናብ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክምድብ ይደሊ
ተወሳኺ ኣንብብ ናይ ሪስክ ምምሕዳርን ግልጋሎት ኦዲትን ሓላፊ
ካዛ ናይ ካፒታል አቁሑት ፋይናንስ ንግዲ ስራሕ ኣክስዩን ማህበር ካዛ ካፒታል አቁሑት ፈይናንስ ኣክስዮን ማሕበር ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ተወሳኺ ኣንብብ ናይ ሕጊ ጉዳያት ሓላፊ
ካዛ ናይ ካፒታል አቁሑት ፋይናንስ ንግዲ ስራሕ ኣክስዩን ማህበር ካዛ ካፒታል አቁሑት ፈይናንስ ኣክስዮን ማሕበር ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ተወሳኺ ኣንብብ