ፋይናንሻል ኢዲተር

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ
መብርሂ

ቤት ፅሕፈት ርእስ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቀፂሉ ናብ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክምድብ ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ዲግሪ : 2ይ ዲግሪ

ተደላይይ ክእለት

ኣካዉንቲንግ: ኣካዉንቲንግና ፋይናንስ : ቢዝነስ ማናጅመንት

ልምዲ ስራሕ

ዲግሪ 5Â ዓመት Â : 2ይ ዲግሪ 3 ዓመት

ብኣፈፃፅማ መምረሒ አተሓሓዝ አግባብነት ልምዲ ስራሕ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ትግራይ ቁፅሪ 6 /2008 ምስቲ ደክመንቴሽን ስራሐቲ ዝተኣሳሰሩ ስራሕቲ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ

መተሓሳሰቢ
  • ናይ ምዝገባ ግዜ ካብ 1/ 9/2009 ክሳብ 7/9/2009 ዓም Â
  • ፈተና ዝዉሃበሉ ብምልክታ ይግለፅ
  • ተወዳደርቲ ዘለኩም መረዳእታ ትምህርቲ ይኩን ልምዲ ስራሕ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ብምሓዝ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 3-09 ኣብ ስራሕ ጊዜ ክትምዘገቡ ትክእሉ ምክንኩም ነተሓሳስብÂ Â
Share this Post:
ድሕሪት