ናይ ሕጊ ክኢላ ሰራሕተኛ

ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕደጋን
መብርሂ

ኤጀንሲ ምስ ሕ ስማዕልምዓት ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ኣብ ዝርከብ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ከወዳድር ይደልይ

ትምህርቲ ደረጃ

Law ብዲፕሎማ / ብድግሪ

ተደላይይ ክእለት

Law ብዲፕሎማ /ብድግሪ

ልምዲ ስራሕ

Law ብዲፕሎማ 9 ዓመት

ብድግሪ 3 ዓመት ቀጥታ ርክብ ዘለዎ

መተሓሳሰቢ
  • ምዝገባ ዝካየደሉ እዋን እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 21/ 9/09 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ይከዉን
  • መመዝገቢ ቦታ ኣብ ኤ/ምስ/ ሕ/ስ/ማ/ዕ/ልምዓትን ምም/ር ሓይሊ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 303
  • ኣመልካቲ ኣድላይ ትብልዎ መረደእታኩም ዋናን ፎቶ ኮፒን ብምሓዝ ክተቅርቡ አለኩም
  • አመልከቲ ስራሕ ልምዲ : ት/ቲ መረደእታ ካልእ ይጠቅመና ትብልዎ መረዳእታን ክተቅርቡ አለኩም
  • COC ዝምልከተኩም /ክን ዝሐለፈሉÂ መረዳእታ ዘቅርብ
  • አመልካቲስራሕልምዲ: /ትቲመረዳእታናይዲግሪን ዲፕሎማን ከቅርብ አለዎ :ዉፅኢት ተኮር ናይ 3ተ ሰሚስተር ምዝና ማእከላይ ዉፅኢት : ፅሬት ማሕደር ናይ ወረዳ ስቪል ሰርቪስ ቤት ፅሕፈት ማህተምን ፊርማን ዝዓረፎ ክከዉን አለዎ ካብዚ ወፃኢ ዘይንቅበል ምካና ንሕብር
  • ስለኪ ቁፅሪ 03 44 41 46 53/ 03 42 41 51 51 ፈ/ቁፅሪ 03 44 40 29 66 /03 44 40 37 10
Share this Post:
ድሕሪት