ክኢላ ስረዓት ትምህርትን ደጋፍን ክትትል ስልጠናን ፈተናን

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ
መብርሂ

ቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድንትራንስፖርትን አብዳይሬክተር ምርግጋፅ ብቅዓት አሽከርከርትን ተሽከርከርትን ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሐተኛታት ኣወዳዲሩ ብርኪ ዕቤት ወሽጥን ደገን ዝዉዉር ከም እዉን ብቁፃር ሓይሊ ሰብÂ ክመልእ ስለዝደለየ ንተወዳደርቲ በዚ ምልክታ እዚ ይዕድም

ትምህርቲ ደረጃ

1ይ ዲግሪ ዝተመረቀ/ት

2ይ ዲግሪ ዝተመረቀ/ት

ተደላይይ ክእለት

ኣዉቶሞካኒክስ : መካኒካልኢንጅነሪንግ: ጀነራል መካኒክስ: ቴክኖሎጂ: ኣዉቶሞቲቭ ፐይንቲንግ ኤንድ ቦዲይ ሪፐርይንግ: ኣዉቶሞቲቭ ፓወር ትሬይን: ኣዉቶሞቲቭ ኢንጂን ሰርቪስ : ኣዉቶሞቲቭ ኤሌክትሪክ ሲሰተም: ኣዉቶሞቲቭ ቴክኖሎጂ: አዉቶ ሞቲቭ ኢንጂነሪግ: ማናጅመንት : ኢኮኖሚክስ : ህግ : ኣካዉንቲንግÂ

ልምዲ ስራሕ

6 ዓመት ኣግባብነት ስራሕ ልምዲ ን 1ይ ዲግሪ ዝተመረቀ/ት

4 ዓመት ኣግባብነት ስራሕ ልምዲ ን 2ይ ዲግሪ ዝተመረቀ/ት

መተሓሳሰቢ
  • ናይ ምዝገባ እዋን ካብ 15 /9 /2009 ዓም ክሳብ 21/9/ 2009 ዓም ንተከታታሊ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ
  • መመዝገቢ ቦታ ኣብ ቢሮ 3ይ ደብሪ ክፍሊ ቁፅሪ 198 ኣብ ዳይሬክትሬት ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ኣብ ሰዓት ስራሕ
  • ኣብ እዋን ምዝገባ ትምህርቲ መረዳእታን ስራሕ ልምድን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዉልቀ መመልክቲ ሒዝካ ምቅራብ የድሊ
  • ፈተና ዝዉሃበሉ ዕለት ብዝወፅእ ምልክታ ይገልፅ
  • ተወዳደርቲ መረጋገፂ ብቅዓት (AOC) /(COC)ዝምልከተኩምን ክን እንተኮኑ ሐለፈ ት ምካኑ/ና መረጋገፂ ከቅርብ/ ክተቅርብ
Share this Post:
ድሕሪት