ድራፍትስ ማን

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ
መብርሂ

ቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዉሽጥን ደገን ዝውውር ከምኡ እዉን ቁፃር ሓይሊ ሰብ ክመልእ ስለዝደለየ ንተወዳደርቲ በዚ ምልክታ እዚ ይዕድም

ትምህርቲ ደረጃ

መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሞያን ብ 10 +3 ዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ ብብርኪ III ዝተመረቀ ወይ ካብ ኮሌጅ ብዲፕሎማ ዝተመረ/ቀ

ተደላይይ ክእለት

ብድራፍትንድ ንድፊ: Â ብኣርክቴክቸር : ብኢንጀነሪንግ ድሮዊንግ እና ዲዛይን Â : ብኣዉቶ ካድን ሶሊድ ወርክን ወይም ብካትያ ወይም ብኣርኪካድÂ

ልምዲ ስራሕ

6 ዓመት ኣግባብነት ስራሕ ልምዲ

መተሓሳሰቢ
  • ናይ ምዝገባ እዋን ካብ 4/9/2009 ዓም ክሳብ 10/9/2009 ዓም ተከታታሊ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ
  • መመዝገቢ ቦታ ኣብ ቢሮና 3ይ ደብሪ ክፍሊ ቁፅሪ 198 ኣብ ዳይሬክትሬት ኣመራረሐ ሓይሊ ሰብ ኣብ ሰዓት ስራሕ
  • ኣብ እዋን ምዝገባ ትምህርቲ መረዳእታን ስራሕ ልምድን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዉልቀ መመልከቲ ሒዝካ ምቅራብ የድሊ
  • ፈተና ዝዉሃበሉ ዕለት ብዝወፅእ ምልክታ ይግለፅ
  • ተወዳደርቲ መረጋገፂÂ ብቅዓት (AOC/ COC) ዝምልከተኩም/ ክን እንትኮኑ ሓላፊ/ት ምካኑ/ና መረጋገፂ ከቅርብ ክተቅርብ አለዎዋ
Share this Post:
ድሕሪት