ናይ ሕጊ ጉዳያት ሓላፊ

ካዛ ናይ ካፒታል አቁሑት ፋይናንስ ንግዲ ስራሕ ኣክስዩን ማህበር
መብርሂ

ካዛ ካፒታል አቁሑት ፈይናንስ ኣክስዮን ማሕበር ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ብሕጊ ዝተመረቀ/ት 2ይ ዲግሪ /1ይ ዲግሪ

ተደላይይ ክእለት

ብሕጊ ዝተመረቀ/ት 2ይ ዲግሪ /1ይ ዲግሪ

ልምዲ ስራሕ

2ይ ዲግሪ 7ተ ዓመት ኮይኑ ኣብ ፋይናንሻል ትካላት ወይ ተዛማዲ ትካል ዝሰረሐ/ት ተመራፂ ይከዉን

1ይ ዲግሪ 9ተ ዓመት ኮይኑ ኣብ ፋይናንሻል ትካላት ወይ ተዛማዲ ትካል ዝሰረሐ/ት ተመራፂ ይከዉን

መተሓሳሰቢ

መረዳእታ ትምህርትን ስራሕን ኦርጅናል ፎቶኮፒን ከምኡዉን መለለዮ ካርዲ ብምሓዝ ኣብ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ 3ይ ፎቅ ክትምዝገቡ ትክእሉ

Share this Post:
ድሕሪት