ሲቪል ኢንጂነር

ቢ.ኤች.ዲ ኮንሳልቲንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማ
መብርሂ

                         ምልክታ  ንደለይቲ ስራሕ    
ቢ.ኤች.ዲ ኮንሳልቲንግ ሓላ /ዝተ/ ዉ/ማ  ኣብ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ  ወልቃይትን ፀጌዴን አብ ዝሰርሑ ገፀር መንገዲታት  
ነቲ ስራሕ ዝቆፃፀሩ ሰራሕተኛታት   አወዳዲሩ ክቕፅር  ይደሊ በዚ መሰረት እዞም  ኣብ ታሕቲ ዝተጠቀሱ  ረቆሓታት ዝተማልኡ  ተወዳደረቲ  ኦርጅናል ምስዘይምለስ ኮፒ ዶክመንትኩም ሒዝኩም  ብምቅራብ ኣብ ቤት ፅ/ትቢ.ኤች.ዲኮንሳልቲንግ ሓላ /ዝተ/ ዉ/ማ   እናቀረብኩም  ንክትምዝገቡ ነፍልጥ::

ት /ደረጃ                   ዲግሪ ብ ሲቪልመሃንዲስ

ተደላይ ክእለት                ካብ ሐደ ዓመት ንላዕሊን ስራሕ ልምዲ ዘለዎዋ ኮይኑ ካንቲቲ ሰርቨየር ዝሰረሐት እነተኸይኑ ይምረፅ

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ
  • ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 01 /02 /07 ክሳብ 07/02/ 2007ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈት ቢኤች ዲ ጥቃ ተከዘ ማይ ካዕቲ ቤት ፅሕፈት 2ይ ደብሪ ኣዋሽ ካፌ ቁፅሪ 7::

  • ናይ መመዝገቢ ረቆሓ ዘይምለስ ሲቪ ናይ ትምህርቲ ደረጃን ተደላይ ክእለት ዘለዎ::

  • ዉፅኢት ብመሰረት ደኩምንትኩም ዕለት 08/02/2007 ዓም ኣብ ቤት ፅ/ት ቢኤች ዲ ኮንሳልቲንግ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ ንልጥፍ ምኻናን (ብስልኪ ከምነፋልጥ) ንገልፅ::

  • ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914314963 /0914314964 / 0914314965 ደዊልካ ምሕታት::

Share this Post:
ድሕሪት