ፋይናንሻል ኦዲተር

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ
መብርሂ

ቤት ፅሕፈት ርእስ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቀፂሉ ኣብ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ንሐደሽቲ ተመረቅቲ ክምድብ ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ድግሪ : 2ይ ድግሪÂ

ተደላይይ ክእለት

አካወንቲንግ : አካዉንቲንግና ፋይናንስ : ቢዝነስ ማኔጅመንትÂ ቢዝነስ ማኔጅመንት

ልምዲ ስራሕ

ድግሪ 0 ዓመት : 2ይ ድግሪ 0 ዓመት

መተሓሳሰቢ

ተወዳደርቲ ዘለኩም መረዳእታ ትምህርቲ ይኩን ልምዲ ስራሕ ኦርጅናል ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ብምሓዝ አብ ቢሮ ቁፅሪ 3-09 ኣብ ስራሕ ግዜ ክትምዝገቡ ትክእሉ ምካንኩም ነተሓሳስብ

Share this Post:
ድሕሪት