ገንዝብ ታሓዚ

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ
መብርሂ

ቤት ፅሕፈት ርእስ ምምሕዳር ትግራይ ቐፂሉ ኣብ ዝርከብ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወደዲሩ ክቆፅር ወይ ብዝዉዉር ክምድብ ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ
  • 10/12 ክፍሊ ዝወደአÂ
  • ቴክኒክን ሞያን Â ብ10+1 ሰርተፊኬትÂ
  • ቴክኒክን ሞያን Â ብ10+2 ሰርተፊኬትÂ
  • ቴክኒክን ሞያን Â ብ10+3Â ሰርተፊኬትÂ
  • ካብ ቴክኒክን ሞያን IV ወይ ካብ ኮሌጅ ብላዕለዋይ ዲፕሎማ ወይ 4 ዓመት ኮሌጅ ዝወደአÂ
ተደላይይ ክእለት

ብአካዉንቲንግ: ቢዝነስ ኢዲኬሽን : ባንክን ኢንሹራንስን: ኮኦፕሬቲቭ አካዉንቲንግ :ብማናጅመንት : ፓብሊክ ፋይናንስ :ፋይናንሻል ማናጅመንት : ብኢኮኖሚክስÂ

ልምዲ ስራሕ

10/12 ክፍሊ ዝወደአ በቲ ሞያ 10 ዓመት ስራሕ ልምዲ ሞያ ዘለዎ/ዋ

ብአካዉንቲንግ: ቢዝነስ ኢዲኬሽን : ባንክን ኢንሹራንስን: ኮኦፕሬቲቭ አካዉንቲንግ :ብማናጅመንት : ፓብሊክ ፋይናንስ :ፋይናንሻል ማናጅመንት : ብኢኮኖሚክስ ካብ ቴክኒክን ሞያን ብ10+1 ሰርተፊኬት በቲ ሞያ 8 ዓመት ስራሕ ልምዲ ሞያ ዘለዎ/ዋ

ካብ ቴክኒክን ሞያን ብ10+2 ሰርተፊኬት በቲ ሞያ 6 ዓመት ስራሕ ልምዲ ሞያ ዘለዎ/ዋ COC የድሊ

ካብ ቴክኒክን ሞያን ብ10+3 ብዲፕሎማ በቲ ሞያ 4 ዓመት ስራሕ ልምዲ ሞያ ዘለዎ/ዋ COC የድሊ

ካብ ቴክኒክን ሞያን IV ወይ ካብ ኮሌጅ ብላዕለዋይ ዲፕሎማ ወይ 4Â ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ ዝተመረቀት በቲ ሞያ 2Â ዓመት ስራሕ ልምዲ ሞያ ዘለዎ/ዋ

መተሓሳሰቢ
  • COC ዝምልክተ ክቅርብ ዝክእል
  • ኮምፒዩተር ክእለት ዘለዎን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
  • ናይ ምዝገባ ግዜ ካብ 10/08/2008 ክሳብ 17/08/2008 ዓ/ም
  • ፈተና ዝወሃበሉ ብምልክታ ይግለፅ
  • ተወዳርቲ ዘለኩም ትምህርቲ ይኹን ልምዲ ስራሕ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ብምሓዝ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 3-09 ኣብ ስራሕ ጊዜ ክትምዝገቡ ትክእሉ ምኻንኩም ነተሓሳስብ
Share this Post:
ድሕሪት