ኤሌክትርክሻን

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ
መብርሂ

ን 3ይ ግዜ ዝወፀ ክፍቲ ስራሕ መደብ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

ትምህርቲ ደረጃ
  • ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን በኤሌክትሪሲት ናይ ቴክኒክ ብዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ ብብርኪ III ዝተመረቐ :Â COC ዝሐለፈ
  • ላዕለዋይ በኤሌክትሪክስቲ ናይ ቴክኒክ ብዲፕሎማ ወይ 4ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ ወይ ብብርኪ IV ዝተመረቐ :Â COC ዝሐለፈ
ተደላይይ ክእለት

ኤሌክትሪክሲቲ ዝተመቐ

ልምዲ ስራሕ

7 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

5 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲÂ

መተሓሳሰቢ
  • ናይ ምዝገባ ጊዜ ካብ 18/11/2009 ዓም ክሳብ ዕለት 26/ 11/2009 ዓም
  • ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ይግለፅ
  • ተወዳደርቲ ዘለኩም መረዳእታ ትምህርቲ ይኩን ልምዲ ስራሕ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ብምሓዝ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 3-09 ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትምዘገቡ ትክእሉ ምካንኩም ነተሓሳስብÂ
Share this Post:
ድሕሪት