ማሕበር ልምዓት ትግራይ
                                        ክፍቲ ስራሕ መደብ ምልከታ   ተደላይ ትም/ቲ ደረጃ –-------- ዲፕሎማ ብማተርያል ማናጅመንት ካልኦት ተዛመደቲ ዓይነት ትምህርትን ቀጥታ ስራሕልምዲ –----------- 2 ዓመት ተወሳኺ ክእለት –--------- መሰረታዊ ክእለት ኮምፒተር ዘለዎ /ዋ
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ
ምልክታ ንስራሕ ደለይቲ ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዘተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ደገ ዝዉዉርን ቁፃርን ክቆፅር ይደሊ:: ዓይነት ትምህርቲ ብሴክሪታሪያል ሳይንስን ኦፊስ ማናጅመንት ብኮምፒተር ሳይንስ ዲፕሎማ ዘለዎ/ዋ ተደላይ ክእለት መደብ ስራሕ ብዝሐቶ ስራሕ ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያ ብ 10 ተ 3 ብዲፕሎማ ዝተመረቐ/ት ወይም ብብርኪIII 4 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ/ዋ ስራሕ ልምዲ
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ
ምልክታ ንስራሕ ደለይቲ ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዘተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ደገ ዝዉዉርን ቁፃርን ክቆፅር ይደሊ:: ዓይነት ትምህርቲ ብሴክሪታሪያል ሳይንስን ኦፊስ ማናጅመንት ብኮምፒተር ሳይንስ ዲፕሎማ ዘለዎ/ዋ ተደላይ ክእለት መደብ ስራሕ ብዝሐቶ ስራሕ ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያ ብ 10 ተ 3 ብዲፕሎማ ዝተመረቐ/ት ወይም ብብርኪIII 2 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ/ዋ ስራሕ ልምዲ
ተወሳኺ ኣንብብ

ማሕበር ባህሊ ትግራይ
ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ከየንቲ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ኣወዳዲሩ ብቐዋሚ ክቆፅር ስለዝደለየ መዐቀኒ እቶም መደባት ስራሕ እተማልኡ ክትምዝገቡ ይዕድም::   ተደላዩ ብርኪ ትምህርቲ ማስተርስ ድግሪ 8 ዓመት ስራሕ ልምዲ ወይ ንድግሪ 10 ዓመት   ዓይነታት ትምህርቲ ማናጂመንት " ቆንቆ ተዛማድን ወይ ካብ ስነ -ጥበብ ብሓዲኦም ተዛማድነት ዘለዎም ዓይነት ትትን   አግባብነት ዘለዎ ልምዲ ስራሕ ማስተርስ ድግሪ 8 ዓመት ስራሕ ልምዲ ንድግሪ 10 ዓመት
ተወሳኺ ኣንብብ

ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋል
መርሲፋል ፓራዳዝ ኣካዳሚ (መሉእ 1ይ ን2ይ ደረጃ መሰናድኦን ቤት ትመህርቲ) ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ መደብ ስራሕ ኣወዳዲሩ ብቆዋምነት ክቆፅር ይደሊ::   ደረጃ ትመህርቲ ዲግሪ (BA) ብምምሕዳር ትምህረቲ ዝተመረቐ ልምዲ ስራሕ 4 ዓመትን ልዕሊኡን ደረጃ ትመህርቲ ዲግሪ BED ብዝኮነ ዓይነት ትምህረቲ ብመምህረነት ዝተመረቐ ልምዲ ስራሕ 10 ዓመትን ልዕሊኡን ደረጃ ትመህርቲ ካልኣይ ዲግሪ ብምምሕዳር ዝተመረቀት ልምዲ ስራሕ 2 ዓመትን ልዕሊኡን (MA In EDU Leadership and management ) (MA In EDU planning and management )
ተወሳኺ ኣንብብ