ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ስራሕቲታት ኣብ ትግራይ | Job Platform Milkta ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ስራሕቲታት ኣብ ትግራይ
ኣካዉንቲንግ መምህር
ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየምኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ሌክቸረር ኣካዉንቲንግ
ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየምኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
መተሓባበሪ ት/ ቲ ብርሕቀት ሓላፊ
ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየምኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ዕዳጋ ኪኢላ
ዩንቨርስቲ መቐለሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕ ስራሕ ማሕበር ሸማቶ ሰራሕተኛታት ዩኒቨርሲቲ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደባት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ መመልከቲ ነቲ ዝተቀመጠ ረቀሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትምዝገቡ እትክእሉ ምካኑ ንሕብር
ናይ ትእዛዝ ትኬት ተቆፃፃሪ
ዩንቨርስቲ መቐለሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕ ስራሕ ማሕበር ሸማቶ ሰራሕተኛታት ዩኒቨርሲቲ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደባት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ መመልከቲ ነቲ ዝተቀመጠ ረቀሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትምዝገቡ እትክእሉ ምካኑ ንሕብር
Infrastructure Expert
ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ክልል ትግራይቢሮ ልምዓት ሕርሻን ገጠርን ክልል ትግራይ ኣብ ክ ስ አጠ ሃፍቲ ተፈጥሮ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ማሕበረሰብ ስራሕቲ (public works) መሰረተ ልምዓት በዓል ሞያ (infrastructure expert) ብኮንትራት ክቆፅር ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተሓተቱ ረቀሕታት ዝተማልኡ ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም
Finanace Manager
ፍር ስዋኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓ/ዝተ/ዉ/ማትካልና ፍረስዉኣት ኢንዳስትርያል ሓ ∙ዝ ∙ዉ ∙ማ ንሓዱሽ ዎርክሾፕ ካብዚ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደበኛ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ኪኢላ አካዉንታንት
ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይና ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ብቀዋምነት ክቆፅር ይደሊ
ዞባ ፋይናንስ
ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ /ህ.ወ.ሓ.ት/ዞባ ክልል ስትፍ ህወሓት ቤት ፅሕፈት ሓደ ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደለየ በዚ ዝስዕብ ረቀሒ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም