ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ስራሕቲታት ኣብ ትግራይ | Job Platform Milkta ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ስራሕቲታት ኣብ ትግራይ
ፀሓፊትን ምምሕዳር ኦፊስን
ቢሮ ትልምን ፋይናንስንቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ ኣከሰልምዓታዊ ትልሚ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ብናይ ደገ ዝዉዉርን ቁፃርን ከመልእ ይደሊ በዙይ መሰረት ዝወፀ መመዘኒ ሮቆሒታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ብምልክታ ንዕድም
ክኢላ ስረዓት ትምህርትን ደጋፍን ክትትል ስልጠናን ፈተናን
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድንትራንስፖርትን አብዳይሬክተር ምርግጋፅ ብቅዓት አሽከርከርትን ተሽከርከርትን ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሐተኛታት ኣወዳዲሩ ብርኪ ዕቤት ወሽጥን ደገን ዝዉዉር ከም እዉን ብቁፃር ሓይሊ ሰብÂ ክመልእ ስለዝደለየ ንተወዳደርቲ በዚ ምልክታ እዚ ይዕድም
ናይ ሕጊ ክኢላ ሰራሕተኛ
ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕደጋንኤጀንሲ ምስ ሕ ስማዕልምዓት ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ኣብ ዝርከብ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ከወዳድር ይደልይ
CBM Supervisor
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሐቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ድራፍትስ ማን
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዉሽጥን ደገን ዝውውር ከምኡ እዉን ቁፃር ሓይሊ ሰብ ክመልእ ስለዝደለየ ንተወዳደርቲ በዚ ምልክታ እዚ ይዕድም
ተመራማሪ/ ት ማሕበር ቁጠባ (Extension)
ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቐፂሎም ንዘለዉ ክፍቲ ስራሕ መደባት አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት ተማሊኡ ኣመልከቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ተመራማሪ/ ት ማሕበረ ኢኮኖሚ Socio Economics Researcher
ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቐፂሎም ንዘለዉ ክፍቲ ስራሕ መደባት አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት ተማሊኡ ኣመልከቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ጀማሪ ተመራማሪ ኣሕምልትን ፍርማረን Horticulture
ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቐፂሎም ንዘለዉ ክፍቲ ስራሕ መደባት አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት ተማሊኡ ኣመልከቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ዶክሜንቴሽን
ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይቤት ፅሕፈት ርእስ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቀፂሉ ናብ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክምድብ ይደሊ
ፋይናንሻል ኢዲተር
ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይቤት ፅሕፈት ርእስ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቀፂሉ ናብ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክምድብ ይደሊ