ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ መቐለ

መብርሂ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ንዘለዉ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛታት ክምልምል ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ዲፕሎማን ልዕሊኡን

ተደላይይ ክእለት

ዲፕሎማን ልዕሊኡን

ልምዲ ስራሕ

0 ዓመትን ልዕሊኡን

መተሓሳሰቢ

ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ ዓይነት ሞያ ዘለኩም ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም 1 ኮፒ ዘይምለስ ኦርጅናል መረዳእታኩም ብምሓዝ ኣብ ከተማ መቀለ ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ ካልኣይ ደብሪ ቁፅሪ 50 ካብ ዕለት 02 /07 /2008 ክሳብ ዕለት 07 /07 /2008 ዓም ክትምዝጉ ነተሓሳስብ