ኮሌጅ ቴክኒክ እንትጮ

መብርሂ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን እንትጮ በቲ ኣብ ታሕቲ መፀዉዒ መደብ ስራሕ ሰራሕተኛታትአወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ተዳላዩ ክእለት እተማልኡ ተወዳደርቲ ይዕድም

ትምህርቲ ደረጃ

 C-level

ተደላይይ ክእለት

ደረጃ ብደረጃ ተመዚኑ ደረጃ አርባዕተ ሲኦሲ ዝሓለፈ /ት

ልምዲ ስራሕ

ብ Building electrical installation  0 ዓመት ስራሕ ልምዲ

መተሓሳሰቢ

ምዝገባ ዝካየደሉ ቦታ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን እንትጮ ከይዲ አመራርሓ ስራሕ ሓይሊ ሰብ

ምዝገባ ዝካየደሉ ዕለት  ካብ 30 /05 /2008 ዓም ክሳብ 04/ 06 /2008 ዓም

ፈተና ዝካየደሉ ዕለት 7 /06 /2008  ዓም ሰዓት 4፡00

ፈተና ምስተካየደ ወድያዉኑ ኣብቲ ሰዓት ዉፅኢት ይልጠፍ

መተሓሳሰቢ ተመዝገብቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ኣብቲ ዝተጠቀሰ ናይ ምዝገባ ግዘ ክትምዝገቡ ነተሓሳስብ