ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምምሕዳርን ኣጠቓቅማን መሬት ትግራይ

መብርሂ

ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢ ኣጠቓቅማን ምምሕዳርን ገፀር መሬት ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ስራሕ መደባት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

  • 1 ዲግሪ
  • 2 ዲግሪ

ተደላይይ ክእለት

  • ብ Geo-information and Earth observation for natural resource management
  • ብ Geographical information system/GIS/ and remote sensing
  • ብ Geo-informatics
  • ብ Land information system

ልምዲ ስራሕ

1ይ ዲግሪ ካብኡ ንላዕሊን ዝተመረቐ/ት 1ይ ዲግሪ 10 ዓመት ስራሕ ልምዲ : ብኢንጂነሪንግ ብ5 ዓመት ዝተረኸበ 1ይ ዲግሪ 9 ዓመት ስራሕ ልምዲ ድሕሪ ዝተረኸበ 1ይ ቀፂሉ ዝተረከበ 2ይ ዲግሪ 9 ዓመት ስራሕ ልምዲ ድሕሪ 5 ዓመት ዝተረኸበ 1ይ ዲግሪ ቀፂሉ ዝተረከበ 2ይ ዲግሪ 8 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ ናይ ጂ.ኣይ.ኤስ ስራሕቲ ኣግባብ ዘለዎ ልምዲ ስራሕ ዘቕርብ

መተሓሳሰቢ

  • መረዳእታ ትምህርትን ይጠቕመኒ ትብልዎ ደኩመንትን ኦርጅናል ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ትምዝገቡ ትክእሉ/ላ
  • ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 01 /02/2008 ዓ/ም እስካብ 10/02/2008 ዓ/ም ብስራሕ
  • ናይ ምዝገባ ቦታ ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢ ምምር ኣ/መሬት ክልል ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 22
  • ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ዝግለፅ ይከዉን