ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም

መብርሂ

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ተገሊፁ ዓይነት ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

  • MSc Pediatrics Nursing

ተደላይይ ክእለት

  • MSc Pediatrics Nursing

ልምዲ ስራሕ

2ተ ዓመት በቲ ሞያ ዝሰርሐ/ት

መተሓሳሰቢ

አመልካቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምድኩምን CV ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ኣብ ኒዉ ሚሊንየም ኮሌጅ ፐርሶኔል ክፍሊ ካብ ዕለት 03/13 07 ዓም 04/01/2008 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 12:00 ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትምዘገቡ ከምትክእሉ ንሕብር