መብርሂ
ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ነዚ ረቋሒ እተማልኡ/ኣ ሰራሕተኛታት መጀመሪያ ብዝውውር ቀፂሉ ብደገ ቁፃር ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡
ትምህርቲ ደረጃ
ሴክሬታሪ ፀሓፊነትን ምም/ር ኦፊስን ፣ ኦፊስ ማኔጅመንት፣ ዳታ ኢንኮደር፣ ዳታ ኢንትሪ፣ ችሎት ፀሓፊት፣
ተደላይይ ክእለት
ኣይቲ፣ ኣይቲ ኣሲስታንስ፣ ኣይቲ ሳፖርት ሲስተም ሰርቪስ፣ ኣይቲ ሳፖርት ሰርቪስ፣ ኣድሚኒስትሬቲቭ ሴክሬታሪ ፣ ኮምፒዩተር ሳይንስ፣ ኣድሚኒስትሬቲቭ ኦፊስ ማኔጅመንት ሴክሬታሪያል ሳይንስ ወዘተ
ልምዲ ስራሕ
ብተዘዋሪ ኣግባብነት ዘለዎ ሰራሕ ልምዲ ሚኢታዊ
ተለኣኪ፣ ሪ/ማህደርን፣ መረዳእታ ሓ/ሰብ፣ ፖስተኛ
መተሓሳሰቢ
1 ምዝገባ ቦታ ኣብ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ይ ደብሪ ምም/ር ሓይሊ ቢሮ ቁፅሪ 307
2 ኣድለይቲ ዝበሃሉ መረዳእታታት ዋንኡ ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒን ከቅርብ ይግባእ፤
3 ምዝገባ ዝጅመረሉ 26/09/2011ዓ/ም ክሳብ 03/10/2011ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት
4 መረጋገፂ ብቅዓት ምዝና/ሊ ኦ ሲ/ ዝምልከተኩም ከትቅርቡ ኣለኩም፤
5 ኣብ ውልቀ ትካት ዝሰራሕኩምዎ ልምዲ ስራሕ እንተሃልይኩም ስራሕ ግብሪ ካብ ቤት ፅሕፈት እቶት ክተምፅኡ ግድን ይከውን፤