ሕብረት ሽርክና ማሕበር መፍረይን ሓፂን መፂን ካሳን ለምለም

መብርሂ

ካሳን ለምለምን ሓፂን መፂን መፍረይ ሕብረት ሽርክና ማህበር ዉቅሮ

ምልክታ

አብዚ ዝስዕብ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ነዚ ዝስዕብ ረቆሕታት አወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ

ዲዛይነር

ደረጃ ትምህርቲ : BSC

ዝተመረቀሉ ዓይነት ትምህርቲ : ብመካኒካል ኢንጅነር ወይ ቴክኖሎጂስት ወይ ተመሳሳሊ

ዝህልዎ ስራሕ ልምዲ : 2 ዓመት ብመካኒካል ኢንጅነር ወይ ቴክኖሎጂስ ዝሰርሐ ወይ ተመሳሳሊ ዝሰረሐ/ ኣብ ፋብሪካ ዝሰርሐ ይምረፅ 

ተወሳኪ ክአለት : ናይ ኮምፒተር ክእለት

ዝቖፀረሉ ዲፓርትመንት : ፕሮዳክሽን

ትምህርቲ ደረጃ

ተደላይይ ክእለት

ልምዲ ስራሕ

መተሓሳሰቢ

ፆታ አይፈልን

ናይ ምዝገባ ቦታ ኣብ ናይ ፋብሪካ HRM ቤት ፅሕፈት

መመልከቲ ከቕርቦ ዝግባእ መረዳእታ

  • ኦርጅናል ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ምስ ዘይምለሰ ፎቶ ኮፒ

  • ኦርጅናል ናይ ስራሕ ልምዲ መረዳእታ ምስ ዘይምለሰ ፎቶ ኮፒ

  • ናይ ካልኣት ዘተሐተቱ ተወሳኪ ክአለታት መረዳእታ

ድሕሪ ምዝገባ ኣብ ምፅራይ ነዝሐለፉ ናይ ፈተና ዕለት ምልክታ ንልጥፍን ነፍልጥን ምኮና

አድራሻ ፋብሪካ ኣብ ከተማ ዉቕሮ ትሕቲ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን /ጥቃ ናይል ቆርቆሮ ፋብሪካ/