ቤት ምኽሪ ንግድን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ

መብርሂ

                 ቤት ምኽሪ ንግድን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ 

                ምልክታ ንደለይቲ ስራሕ

  ቤት ምኽሪ ንግድን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ እዚ ዝስዕብ ረቑሓ ዘማልእ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

 

  • ናይ ትምህርቲ ደረጃ      ብኮምፒተር ሳይንስ ወይም 10+ 3 ብIT(ኢፎርሜሽን ቴክኖሎጂ) ክእለት ዘለዎዋ

  • ተደላይ ክእለት       ዲፕሎማ   2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዝሰረሐት

ትምህርቲ ደረጃ

ተደላይይ ክእለት

ልምዲ ስራሕ

መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ
መመልከቲ ዘለኹም መረዳእታ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኹም  ንክትቅርቡ ይግባእ
ናይ ምዝገባ እዋን 29/01/07  ክሳብ  05/02/2007 ዓ.ም
ንተወሳኪ ሓበሬታ ስቁ 034440 25 29 /41 06 71
ኣድራሻ  ቐበሌ 15 ጥቃ ከነማ ቤት መድሓኒት