ፍረ ስዉኣት ኢንዱስተሪ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ

መብርሂ

ትካልና ፍረ ስዉኣት ኢንዱስተሪ ሓ /ዝተ/ዉ ማሕበር ብዘለዎ ክፈቲ ናይ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ክቆፅረ ይደሊ ::

ዝደለ ትምህርቲ                              ዲፕሎማ

ዝድለ ስራሕ ልምዲ                         ካብ ዝተፈለጠ ትካል ብተመሳሳሊ 4ተ ዓመት

ትምህርቲ ደረጃ

ተደላይይ ክእለት

ልምዲ ስራሕ

መተሓሳሰቢ

እዚ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ረቆሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ እዚ ምልከታ ዝወፀሉ ዕለት 5/12/06 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 10/12/06 ዓም ኣብ ዘሎ ግዜ ክትምዝገቡ ንዕድም::

 

ኣድራሻ ድሕሪ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ስ ቁ 0344 4109 28/40 20 22 /09 14 13 06 90