ቢሮ ርክብ ዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ

መብርሂ

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብኩንትራት ኣወዳዲረየ ክቆፅር ስለ ዝደለየ ስራሕ ደለይቲ በዚ ምልክታ እዚ ይዕድም።

1ይ ዲግሪ ብኣይቲ ዝተመረቀ/ት

ሓሳባት ጠሚርካ/ ወዲብካ ናይ ምቅራብ ክእለት አለዎ/ዋ

6ዓመት ኣግባብ ስራሕ ልምዲ

ትምህርቲ ደረጃ

ተደላይይ ክእለት

ልምዲ ስራሕ

መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

ተወዳደርቲ ዘለክን/ኩም መረዳእታ ትምህርቲ ስራሕ ልምዲን ኦርጂናልን ምስ ፎቶ ኮፒ ክትሕዙ/ዛ ኣለኩም/ክን

ምዝገባ ቦታ ኣበ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ቢሮ ቁፅሪ 17 ኣብ ደ/ከ/ስ/ኣመ/ ሓይሊ ሰብ

ምዝገባ ዝካየደሉ እዋን ካብ 07/04/2006-11/04/2006 ዓ/ም ተከታተሊ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከውን፤

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ንገልፅ ምኳና ነፍልጥ።

ኣድራሻና ስልኪ ቁጽሪ 0344-40 4157

ፋክስ 0344-408406