መብርሂ
ን 2ይ ጊዜ ዝተቃለሐ
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ ኣብ ተዘዋዋሪ ፈንድ ካብዚ ብታሕቲ ኣብ ዝተገለፁ ፀ ክፍቲ መደብ ባት ኣወዳዲሩ ብኮንትራት ክቖፅር ስለዝደሊ ዝተቀመጠ መመዘኒ ረቆሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም::
ኣግባብ ዘለዎ ተደላይ ኽእለት - ብኣካዉንቲንግ "ብቢዝነስ ኢድኬሽን " ብባንኪንግ ኢንሹራንስ" ብኮኦፓሬቲቭ ኣካዉንቲንግ ቐዳማይ ዲግሪ ናይ 7 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ/ዋ
ወይ
ብኣካዉንቲንግ "ብቢዝነስ ኢድኬሽን " ብባንኪንግ ኢንሹራንስ " ብኮኦፓሬቲቭ ኣካዉንቲንግ ማስተርስ ዲግሪ ናይ 5 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ/ዋ
ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ
መተሓሳሰቢ
-
መመዝገቢ ዕለት ካብ 21/11/2006 ዓ/ም - 28/11/2006 ዓ/ም
-
መመዝገቢ ቦታ ቢሮ ቐፅሪ 03
-
መመልከትቲ ዘለኩም መረዳእታ ዋና ምስ ዘይምለስ ኮፒን ናይ ፅሑፍ ማመልከቻ ናይ ስራሕ መሕተቲ ቅጥዒ ብምምላእ ሒዝኩም ክትቀርቡ ይግባእ
-
ፈተና ዝዋሃበሉ ዕለት 30/11/2006 ዓ/ም ሰዓት 9:00
-
እዋን ቁፃር ን ሐደ ዓመት ኮይኑ ከምኣድላይነቱ ዝሕደስ