ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ

መብርሂ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሐኛታት አወዳዲሩ ብዝዉዉርን ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ዲፕሎማÂ

ተደላይይ ክእለት

ፐርቼዚንግ ሳፕላይስ ማኔጀሜንት : ማኔጀሜንት ኣካዉቲንግ ሒሳብ መዝገብ አተሓሕዛ

ልምዲ ስራሕ

ቀጥታ ስራሕ ልምዲ 4ተ ዓመት

መተሓሳሰቢ

  • ናይ ምዝጋበ እዋን 16/1/2010 ዓም ክሳብ 25/1/2010 አብ ስራሕ ሰዓት ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒ መረደእታን ከቅርብ ዝክእል ደኩመንት ሒዝኩም ኣብ ቢሮ ሰማሕበራዊ ጉዳይ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 263 ንክምዝገቡ ነተሓሳስብ ፈተና ዝዉሃበሉ እዋን ብምልክታ ዝግለፅ ምካኑ ነተሓሳስብÂ