መብርሂ
ቢሮ ልምዓትን ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብኮንትራክት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ትምህርቲ ደረጃ
ዲፕሎማ 10+3
ተደላይይ ክእለት
ብሴክራቴሪያል ሳይንስ ኣፊስ ምምሕዳር : ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ : ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂÂ ኣሲስታንስ አድመንስትሬትቭ ኦፊሰር ሴክሬተሪያል ቴክኖሎጂ
ልምዲ ስራሕ
0 ዓመት ስራሕ ልምዲ
መተሓሳሰቢ
- ኣመልከቲ መረዳእታኩምን ኦርጅናል ን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ብምሓዝ ክትምዝገቡ ትክእሉ ምካንኩም ክን ነፍልጥ
- ምዝገባ ዝካየደላ ዕለት ካብ 24/11/2009 ዓም ክሳብ 28/11/2009 ዓም ኣብ ዉሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን
- ካብ ዉልቀ ትካላት ዝቀረበ ናይ ስራሕ ልምዲ ስራሕ ግበሪ ዝተከፈለሉ መረዳእታ ካብ ቤት ፅሕፈት እቶት ከቅርቡ ይግባእ
- ፈተና ዝዉሃበሉ ዕለት ብማስታወቂያ ይግለፅ
- መመዝገቢ ቦታ አብ ልምዓትን ከተማ ን/ኢንድስትሪን ቀደማይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 82 ዳይሬክቶሬት ኣ/ስ/ሓ/ሰብ ምካኑ ነዘካክር
- ቅደም ሰዓብ መረፃ መመልከቲ ብመምርሒ መሰረት ይከዉንÂ