ማይጨው ስራሕቲ ፓርቲክል ቦርድ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር

መብርሂ

ናይ ስልጠና ስራሕ ምልክታ

ማይጨው ስራሕቲ ፓርቲክልቦርድ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር በዞም ዝስዕቡ እናሰርሑ ዝስልጥኑ ሰራሕተኛታት ካብ ደገ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ስለዝኾነ ድማ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀኣሉ ጀሚሩ ዕለት ኣብ ዘለው 10+ ተኸታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልታት ኣብ ፐርሶኔል እናመፃእኹም ንኽትምዝገቡ ንዕድም።


ዓይነት ትምህርቲ

  • B.A. degree in Marketing

 

ትምህርቲ ደረጃ

ተደላይይ ክእለት

ልምዲ ስራሕ

መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

  1. ዓይነት ቑፃር ሰልጣኒ

  2. ናይ ስልጠና ግዜ 6+ ወርሒ

  3. ድሕሪ 6+ ወርሒ ናይ ስራሕ ውፅኢት ተራኢዩ ብኩንትራት ወይ ቀዋሚ ክቑፀር ዝደሊይ፣

  4. ኣብ ናይ መንግስቲ ዩኒቨርስቲ ብመደበኛ ዝተምሃረ፣

  5. ድሕሪ ምዝገባ ድማ ናይ ኣመልከቲ በዝሒ ተራእዩ ብጂ.ፒ.ኤን ፈተናን ይፍለይ፣

  6. ናይ ፈተኛ ዕለት 16/07/2006 ዓ/ም ሰዓት 4፡00