ኢንስቲዩት ቴክኖሎጂ መቐለ

መብርሂ

ትካልና ኤ.ቴ.መ ስኳር ኣገዳ ማይክሮፓጌሽን ፕሮጀክት ካብዚ ሲዓቡ ቀሪኑ ንዘሎ ክፈቲ ስራሕ መደብ ኣመልከትቲ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ።

ተደላይ ትምህርቲ

10ይ ክፍሊ ዝወደኣ  ስራሕ ልምዲ 4 ዓመት

8ይ ክፍሊ ዝወደኣ ስራሕ ልምዲ 6 ዓመት

መንጃ ፍቃድ 4ይን 5ይን መንጃ ፍቃድ ህዝቢ 2

 

 

 

ትምህርቲ ደረጃ

ተደላይይ ክእለት

ልምዲ ስራሕ

መተሓሳሰቢ

ኣመልከቲ ዘይምለስ ቅዳሕ ትምህርቲ ደረጃ፤ ሰራሕ ልምዲን ካልኦት መረዳእታን ሒዝኩም ብምምፃእ ካብ ዕለት 03/03/2006 ዓ/ም --- ክሳብ 13/03/2006 ዓ/ም ምምዝጋብ ከምተክእሉ ነፍሊጥ።

መመዝገቢ ቦታ-- ፕሮጀክት ኦፊስ ድሕሪ ሱር ኮንስትራክሕን።

ደረጃ VII

በዝሒ 05

መሃያ 1993.00