ቤት ምክር ክልል ትግራይ

መብርሂ

ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ኣብ ዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ሰራሐተኛታት ብቀዋሚነት አወዳዲሩ ክዛዉር/ክቆፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ረቆሒ እተማልኡ ንክትምዝገቡ ይዕድምÂ

ትምህርቲ ደረጃ

  • ባችለር/ ቀደማይ ዲግሪ/ ወይ ካብ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ብብርኪ V ዝተመረቐ
  • ማስተርስ /2ይ ዲግሪ/Â

ተደላይይ ክእለት

ብቋንቋ ወይ ብጋዜጠኝነትÂ

ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ

ልምዲ ስራሕ

7 ዓመትÂ

5 ዓመትÂ

መተሓሳሰቢ

  • ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 12/08/2008 ዓ/ም ክሳብ 18/08/2008 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 11:30 አጋምሸት ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት
  • ናይ ምዝገባ ቦታ ቤት ፅሕፈት ቤት ምክረ ክልል ትግራይ 4ይ ደብሪ ሰራሕተኛ ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 57
  • ተወደደርቲ ቀጥታ ኣግበባብነት ዘለዎ ስራሕ ልምድእኩምን መረዳእታ ትምህርትኩምን ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ሐደ ፎቶ ኮፒ የቅርቡ
  • ነቲ ስራሕ መደብ ዝወፀ ምልከታ ትሑት ተዳለይ ክእለት መሊኦም ብምልመላ ናብ ፈተና ዝቀርቡ ተወዳደርቲ ዝዉሃብ ናይ ፅሑፍ ፈተና ብዝግባእ ክሐልፉ ዝክእሉ
  • COC ዝምልከቶም/ተን ከተቅርቡ/ባ ዝክእሉ/ላ
  • ፈተና ዝዉሃበሉ ቤት ፅሕፈትና ኣብ ዝወፅኦ ምልክታ ይግለፅ