ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ምልክታ ስራሕቲታት ብ መቐለ
ኤክስክቲቭ /ሴክሬታሪ/
ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይኢንስትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ትግራይ ኣብ ዘዉፆኦ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብቕዓት ዘለዎም ሰብ ሞያ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ነቲ ዝወፀ መመፀዚ ተማልኡ ደለይቲ ስራሕ በዚ መሰረት ክትወዳደሩ ትክእሉ ምኻንኩም ንገልፅ
ፀሓፊትም ምምሕዳር ኦፊስን
ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ እስፖርትን ክልል ትግራይቢሮ ጉዳይ መናእሰይ ስፖርት ብሄራዊ ክልል መንግስቲ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብዘዉፅኦ ምልክታ መሰረት ዝዉዉር ቁፃርን ዝሓሸ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ዘሎዎ መደብ ስራሕ ክመልእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም
ረ/ኦፕሬተር ሰራተኛ
ምድሓን ጋብዮን ፋብሪካምድሓን ጋብዮን ፋብሪካ/ ኣዳነ ሓጎስ/ ዝተበሃለ ድርጅት ብማሽን ረዳት ኦፕሬተር ሰራሕተኛ ብማሽን ሙያ ዝተመረቐ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለ ዝደለየ በቲ ቀሪቡ ዘሎ ረቓሒ ዘማለአ ዶክሜንት ብምቅራብ ዝወዳደር ምካ ንገልፅ
በዓል ሞያ ኢቨንትን መሸጣ በዓላትን
ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማሕበርድምፂ ትግራይ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ክፍቲ ስራሕ መደበ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ላዕለዋይ ኪኢላ ሕንፃፃን ፕሮጀክትን
ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማሕበርድምፂ ትግራይ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ክፍቲ ስራሕ መደበ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ላዕለዋይ ኪኢላ ኢቨንትን በዓላትን
ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማሕበርድምፂ ትግራይ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ክፍቲ ስራሕ መደበ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ዋና ኦፊሰርን ምድላዉ ፕሮጀክትን እስፖንሰር ሽብ
ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማሕበርድምፂ ትግራይ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ክፍቲ ስራሕ መደበ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
በዓል ሞያ ዕዳጋ
ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ መቐለመቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ካበዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ካብ ደገ ብዝዉዉር ቁፃርን ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ጉጅለ በመራሒ ትልምን ክትትልን ገምገማን
ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ መቐለመቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ካበዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ካብ ደገ ብዝዉዉር ቁፃርን ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ኪኢላ ጥርዓን ሰማዒት
ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ምብራቅቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ምምሕዳር ዞ/ዶ/ምብረቕ ንዘለዎ መደብ ስራሕ ፣ ተሓሳቢነት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስ ዝደለየ ነዚ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ በዚ ዝስዕብ ረቓሒ መሰረት ክትወዳደሩ ንሕብር