ናይ ሒሳብ ሰራሕተኛ

ማሕበር ልምዓት ፈረስማይ ሓሓይለ

ማሕበር ልምዓት ፈረስማይ ሓሓይለን ከባቢኡን ቀፂሎም ዝተገለፁ ሞያተኛታት ኣወዳዲሩ ብኩንትራን ክቖፅር ይደሊ

ደረጃ ትምህርቲ 

  • ካብ ለቨል 3 ንላዕሊ

ግልጋሎት ዘመን

  • 1 ዓመት

ደሞዝ ብስምምዕነት
ናይ ስራሕ ቦታ ኣብ ወረዳ ኣሕፈሮም ንኡስ ወረዳ ሓሓይለን ተከማ ፈረስ ማይ
ዝግለ መረዳእታ
ናይ ምህርቲ መረዳእታ ዋንኡ ዘይምልስ ፎቶ ኮፒን

ተወሳኺ ኣንብብ