ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ምልክታ ስራሕቲታት ብ ኣክሱም
ጨንፈር መካየዲ ስራሕ
አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማአደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ስራሕ ደለይቲ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጠ ረቀሒ እተማልኡ አድላይ መመዘኒ ብምሃብ ንክትምዝገቡ ንዕድም
ኪኢላ ምደላዉ ተመዘንቲ
ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይምልክታ ንስራሕ ደለይቲ
አብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ ዘሎ መደብ ስራሕ ብዝዉዉርን ብቁፃርን ካብ ደገ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ::
ምጥያሽ ምጥንካርን መመዘኒ ማእኸላት
ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይኣብ ኤጅንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብዝውውር ብቑፃርን ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ
ደረጃ ትምህርቲን ዓይንትን
ማእከል/ ኣክሱም
ተደላይ ኽእልት
ብኣውቶሞቲቨ ዝተመረቐ/ት
ብ1ይ ዲግሪ 9 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ
ብ2ይ ዲግሪ 7+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኾይኖም ናይ ብቅዓት መረጋገፂ ደረጃ 4 ተመዚኑ ብቁዕ ዝኾነ
መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ ምኳኑ መረዳእታ ዘቅርብ
ማ/ከ/ሓበሬታ
ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ትገራይ ንዘለዎ መደባት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
-
ቱሪዝም ማናጅመንት፣ ቱሪዝም ማርኬቲንግ፣ ጆርናሊዝም፣ ቋንቋ ዝተመረቀ 5+ዓመት ንማስተር 3+ ዓመት በቲ ሙያ ዝሰርሐ
ጀማሪ ኪኢላ ኣታእክክባ እቶትን ክትትልን
በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይበዓል መዚ ልምዓት እቶት ክ/ትገራይ በዚ ትሕት ኢሉ ዝተሓበሩ ረቋሒ መሰረት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይዕድም
ብኤ ዲግሪ
ብኣካውንቲንግ ታክሲ ኣድሚኒስትሬሽን፣ ፐፕሊክ ፋይናንስ፣ ቢዝነስ ማናጅመንት፣ ማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ
0ዓመት
ኪኢላ ትምህርትን ስልጠናን ግልጋሎት ዓማዊልን
በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይበዓል መዚ ልምዓት እቶት ክ/ትገራይ በዚ ትሕት ኢሉ ዝተሓበሩ ረቋሒ መሰረት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይዕድም
ብኤ /ኤም ኤ ዲግሪ ብኣካውንቲንግ፣ታክሲ ኣድሚኒስትሬሽን፣ ፓብሊክ ፋይናንስ፣በማናጅመንት፣ ብኢኮኖሚክስ
4 ዓመት/2 ዓመት