ኪኢላ ትልሚ ክትትልን ገምጋምን

ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ

ኣብ ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዩ ክልል ትግራይ ኣብ ዳይሬክቶሬት ትልሚ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ብደገ ቁፃር አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ተወሳኺ ኣንብብ

ሒሳብ ሰራሕተኛ

ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ

ቢሮ ጉዳይ ደቂ አነስትዮ ክልል ትግራይ ኣብ ዳይሬክቶሬት ዕደፋይንብ ምምሕዳር ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ተወሳኺ ኣንብብ

ዝርገሐ መሰረተ ልምዓት መርበብ ሓበሬታ ምምሕዳር

ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ
አብ ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ ዘሎ ክፍቲ ናይ ስርሕ መደብ ኪኢላ አወዳዳሩ ክቁፅር ስለዝደለየ ነዚ ሮቃሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም ተደላይ ክእለት BA ብኮምፒተር ሳይንስ "ኮምፒተር አፕሊኬሽን "ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ " ኤሌክትሪካል ኢንጂነሪንግ "ብኮምፒተር ሳይንስ ኢንጂነሪንግ ኮምኒኬሽን ኤሌክትሮኒክስ ኢንጂነሪንግ አብ ፖሊስን ስትራተጅን ኣይስቲ ፍልጠት ዘለዎ Team spirit እቲ ሞያ ዝጠልቦ ስነ ምግባር ዘለዎ ብነባር ፖሊስን ትምህርቲ ብ 4ተ ዓመት ዝተረከበ ቀዳማየ ዲግሪ ወይ ብሐድሽ ፖሊስን ትምህርቲ 3ተዓመት ዝተረከበ ዲግሪ ስራሕ ልምዲ 0
ተወሳኺ ኣንብብ

ዝርገሐ መሰረተ ልምዓት መርበብ ሓበሬታ ምምሕዳር

ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ
BA ብኮምፒተር ሳይንስ "ኮምፒተር አፕሊኬሽን "ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ " ኤሌክትሪካል ኢንጂነሪንግ "ብኮምፒተር ሳይንስ ኢንጂነሪንግ ኮምኒኬሽን ኤሌክትሮኒክስ ኢንጂነሪንግ አብ ፖሊስን ስትራተጅን ኣይስቲ ፍልጠት ዘለዎ Team spirit እቲ ሞያ ዝጠልቦ ስነ ምግባር ዘለዎ ብነባር ፖሊስን ትምህርቲ ብ 4ተ ዓመት ዝተረከበ ቀዳማየ ዲግሪ ወይ ብሐድሽ ፖሊስን ትምህርቲ 3ተዓመት ዝተረከበ ዲግሪ ስራሕ ልምዲ - 0
ተወሳኺ ኣንብብ