ጀማሪ አሰልጣኒ

ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ

ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ኣብ ወረዳታት ንዝተጣየሻ ሓደሽቲ መሰልጠኒታት ዘምህር አሰልጣኒ አወዳዲራ ክትቆፅር ትደሊ

ተወሳኺ ኣንብብ

ፀሓፊት ምምሕዳር ኦፊሰር

ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ
ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ፀሓፊትን ምምሕዳር ኦፊሰር ብኮንትራት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለ ዝደሊ ነዚ ረቋሒ እተማልኡ/ኣ ንኽትወዳደሩ/ራ ይዕድም። ተደላይይ ክእልትን ዓይነት ትምህርትን ናይ ቐደም 12 ክፍሊ ዝወደኣት ወይም ብሓዱሽ ፖሊሲ ትምህርቲ 10ይ ክፈሊ ዝወዳኣት 8 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሞያን ብ10+ ሰርቲፊኬት ዝተመረቐ/ት ወይም ብብርኪ 1 ዝተመረቐ/ት ወይም ቀዳማይ ዓመት ኮሌጅ ዝወዳኣት 6+ ዓመት ስርሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መሰረት ሞያ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሞያን ብዲፕሎማ ዝተመረቐት ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሞያን ብ10+2 ብስርትፊኬት ዝተመረቐት ብብርኪ ዝተመረቐት ወይ 2ይ ዓመት ኮሌጅ ዝተወዳአት 4+ ዓማት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሞያን ብዲፕሎማ ዝተመረቐት ወይ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሞያን ብ10+2 ብስርቲፊኬት ዝተመረቐት ወይ ብብርኪ ዝተመረቐት ወይ 2ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣት 2+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሞያን ብብርኪ IV ዝተመረቐት ወይ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሞያን ብ10+2 ብስርቲፊኬት ዝተመረቐት ወይ ብብርኪ ዝተመረቐት ወይ 4ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣት 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ
ተወሳኺ ኣንብብ