ፕሮጀክት ክትትልን ገምጋምን ኣይርሽ ፕሮጀክት

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ክልል ትግራይ

ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ትግራይ ዝተጠቀሱ ክፍቲ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ተወሳኺ ኣንብብ

ማሕበራዊ ልምዓት ስርዓተ ፆታን ኤች ኣይቪ ኤድስን ኦፊሰር Woreda Social Development ,order And HIV Aids Officer

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ክልል ትግራይ

ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ገፀርን ክልል ትግራይ ዝርከብ ክፍቲ መደብ ስራሕቲ ብኮንትራት ቁፃር አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ ስለዙይ ነቲ ረቀሒ እተማልኡ ደለይቲ ስራሕ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

ተወሳኺ ኣንብብ

Infrastructure Expert

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ክልል ትግራይ

ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ገጠርን ክልል ትግራይ ኣብ ክ ስ አጠ ሃፍቲ ተፈጥሮ ንኡስ ከይዲ ስራሕ    ማሕበረሰብ ስራሕቲ     (public works)   መሰረተ ልምዓት በዓል ሞያ (infrastructure expert) ብኮንትራት ክቆፅር ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተሓተቱ ረቀሕታት ዝተማልኡ ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ተወሳኺ ኣንብብ