ፋይናንስ ምምሕዳር ሓላፊ/ት

ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋዜጣ ወይን

ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋዜጣ ወይን ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብፋይናንስ ምምሕዳር ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ።

BA ዲግሪ ብኣካውንቲንግ

ናይ ኮምፒተር ክእልትን ፒስችሪን ዘለዎ/ዋ

ዋሕስ፡ ክቅርብ ዝኽእል

መሃያ ብናይ ቤት ፅሕፈትና ስኬል መሰረት

 

ልምዲ ስርሕ

ካብ 6 ዓመት ንላዕሊ ብፋይናስ ምምሕዳር ዝሰርሐ/ት ንክልተ ዓመት ወይ ልዕሊኡ ብሓላፍነት ዝሰርሐ/ት

 

ተወሳኺ ኣንብብ