ዕዳጋ ልማዓትን ቀረብን መምርሒ ሓላፊ

ኩሉመዳይ ዕዳጋ ፈደረሺን ትግራይ ሓ/ዝ/ሕብረት

ትግራይ ኩሉመዳይ ዕዳጋ ፈደረሺን ሓ/ዝ/ ሕብረት ስራሕ ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ኽቖፅር ይደሊ። ሰለዚ 

ኤም ኤ ብ ኤስ ሲ ቢ ኤ ብማርከቲንግ፣ ብኮኦፕረቲቨ ማርኬቲንግ፣ ብኢኮኖሚክስ ተመሳሰሊ

ብውሕዽ ንኤምኤስ 4 ዓመት

ንቢኤ 6 ዓመት ብሓላፍነት ዝሰርሕ ተመራፂ

ፆታ ኣይፈሊን 

 

ተወሳኺ ኣንብብ

መምርሒ ፋይናንስን ምምሕዳር ሓይሊሰብ ሓላፊ

ኩሉመዳይ ዕዳጋ ፈደረሺን ትግራይ ሓ/ዝ/ሕብረት

ኤም.ኤ ኤምቢኤ ቢ.ኤ ብኣካውንቲንግ፣ ብማናጅመንት፣ ብከኦፕሬቲቭ ኣካውንቲንግ፣ ካልኦት ተመሳሰልቲ

ብውሑድ ን ኤም ኤስ ሲ 4+ ዓመት

ንቢኤ 6 ዓመት ቀጥታዊ ስራሕ ልምዲ ብሓላፍነት ዝስርሕ ይምረፅ

ፆታ አይፈልን 

ተወሳኺ ኣንብብ