ዳይሬክተር ልምዓታዊ ትልሚ
ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ንምምላእ ብቀዋምነት ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ፤
ኪኢላ አካዉንታንት
ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይና ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ብቀዋምነት ክቆፅር ይደሊ
ሲንየር ኦዲተር
ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይኮምሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወደዲሩ ብቋዋሚነት ክቆፅር ይደሊ
አካዉንታንት
ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይኮምሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወደዲሩ ብቋዋሚነት ክቆፅር ይደሊ
ኪኢላ ትምህርቲ ስልጠና ምክልካል ግዕዝይና
ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ- ብሕጊ፣ ማናጀመንት ፣ ኢኮኖሚክስ፣ ሳይኮሎጂ፣ ሶስዮሎጆ፣ ስነ-ምግባር፣ ስነ-ዜጋን፣ ቋንቋን ስነ-ፅሑፍን ጋዜጣኝነት ፖሎቲካል ሳይንስ ዓለም ለከ ርክብን ካልኦት ተመሳሰልቲ ዓይነት ዘለዎ/ዋ
- ብዝተጠቀሰ ዓይነት ሞያ ኮይኑ ድሕሪ ምምራቅ
- ዶክትሬት ዲግሪ 0 ዓመት ልምዲ ስራሕ
- ማስተርስ ዲግሪ 2 ዓመት
- ቀዳማይ ዲግሪ 4 ዓመት ካብኡ ንላዕልን ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ
ልምዲ ግልጋሎት
- ናይ ምስዳንን ምትሕብባር ምውሳንን ስርዓት ዘለዎ/ዋ
- ኣብ ፖሊስታት መምርሕታት ስትራቴጂታት ግቡእ ግንዛበ ዘለዎ/ዋ
- ኣብ ሞያ ትምህርቲ ግቡእ ፍልጠትን ዓቅምን ዘለዎ/ዋ
- ንሕገ-መንግስቲን ሕገ መንግስታዊ ስርዓት ተኣማኒ ዝኮነ/ነት
- ኣብ ፍሉይ ደንቢን ሞያዊ ስነ ምግባርን ዝተነፀሩ ረቋሕታት ዝማልእ/ ዝተማልእ
- መሰረታዊ ፍልጠት ኮምፒተር ዘለዎ/ዋ ይተባባዕ/ ትተባባዕ
- ናይ ኪሚኒኬሽን ክእለት ዘለዎ/ዋ