ፀሓፊትን ኦፊስ ምም/ርን

ማእኸል መሰልጠኒ ጉድኣት አካል መቐለ

ማእኸል መሰልጠኒ ቴክኒክን ሞያን ጉድኣት ኣካል መቐለ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዉፅኢት መሰረት ዝገበረ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋን/ምም/ርን ንዝርከቡ ክፍቲ ስራሕ መደባት ፀሓፊትን ኦፊስ ምም/ርን ብናይ ደገን ዝዉዉር ቆፃር አወዳዲሩ ብዋምንነት ክቆፅር ስለዝደለየ ተወዳደርቲ በዚ ምልክታ ይዕድም

ተወሳኺ ኣንብብ