ፀሓፊት ምምሕዳር ኦፊሰር

ሆስፒታል መቐለ

ሆስፒታል መቐለ ፀሓፊት ብቐዋሚነት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ሮቋሒታት እተማሊኡ/ላ ንክትወዳደርይ ዕድም።

ተደላይ ክእለት

መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መሰረት ሞያ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሙያን 10+3 ብዲፕሎማ ዝተመረቐት መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ሳይንስ ፣ ብሴክሬታርያል ኦፊሰር ማናጅመንት ኣይቲ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ኮሌጅ ብዲግሪ ዝተመረቐት መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ኣይንስ ብሴክሬታሪያል ኢፊሰር ማናጅመንት

ስራሕ ልምዲ

መስመር ሙያ ብዝሓቶ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ

መስመር ሙያ ብዝሓቶ 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ

ተወሳኺ ኣንብብ

ን/ምም/ር ኪኢላ

ሆስፒታል መቐለ

ተደላይ ክእለት  

ብማናጅመንት፤ ማርኬቲንግ ዝተመረቀ/ት ናይ ንብረት ኣተሓዳድራን ክንክን ልምዲ ዘለዎ/ዋ

መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእልት ዘለዋ ዝግጁ ዝከለ ብስነ-ምግባሩ መርኣያ ዝኮነ

ስራሕ ልምዲ

መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መሰረት 6+ ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎዋ/

ወርሓዊ መሃያ

2934.00

ዘድሊ በዝሒ 1

ተወሳኺ ኣንብብ