ቤተመዛግብ

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ኣብ ቤተመዛግብ ብዘጋጠመና ሕፅረት ሰራሕተኛታት ብኮንትራን ቆፂሩ ክስርሕ ይደሊ።

በዘይ መሰረት፡-

በዝሒ ዘድልዩ ሰራሕተኛታት 03

ተደላይ ትም/ቲ

10/12ን ልዕሊኡን

መሃያ ብስምምዕነት

  • ተደላይ ክእለት ኣብ ቤተ-መዛግብቲ ሰራሕተኛ ኮይኑ/ና ዝሰርሐ/ትን

ናይ ስራሕ ልመዲ መረዳእታ ዘቕርብ/ትቕርብ

ኮንትራት ግዜ

  • ክሳብ ሰነ 30/2006 ዓ/ም

ናይ ምዝገባ እዋን

  • ክሳብ 09/08/2006 ኣብ ቢሮ ትም/ተ ክልል ትግራይ ኣብ ኣመራርሓ ምም/ሓይሊ ሰብ

መፈላለይ ነጥቢ

  1. ንስራሕ ልምዲ --------50%

  2. ንፅሑፍ ፈተና-----------50% ይሕሰብ

  • ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 10/08/2006 ሰዓት 3፡00 ኣብ ኣደራሽ ቢሮ ትም/ቲ ይኸውን።

ተወሳኺ ኣንብብ