ኤሌክትሪክ ኣሲስታንስ

ኮሌጅ እንጅነሪንግ ማርስ

ማርስ ኢንጅነሪንግ  ኮሌጅ  በዚዝስዕብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቕፅር  ይደሊ ብዙይ  መሰረት
ምዝገባ ዕለት           ካብ 03/02/2007 ዓ/ም  08/02/2007 ዓ/ም  ኣብ ስራሕ ሰዓት  (ንጎሆ  2:00 - 6:00)
ድሕሪ ሰዓት  ካብ 8::00 - 11:00

ምምዝገባ ቦታ          ማርስ  እንጅነሪንግ  ኮሌጅ ሓይሊ ሰብ

ዲፓርትመንት              ኤሌክትሪክ
ፆታ      ኣይፈልን 
ረቆሓ         ብኤሊክትሪካል ብዲፕሎማ  ወይ ድማ ብሲቪል  3   ተመሪቁ  COC  እንተናሰ  ደረጃ  2/  ሲቪል 2 / ተፈቲኑ  ዝሐለፈን  ስራሽ  ልምዲ  ዘለዎ  ይምረፅ::

ተወሳኺ ኣንብብ