ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ምልክታ ስራሕቲታት ብ ሁማን ሪሶርስ ስራሕቲታት ኣብ መቐለ ሁማን ሪሶርስ
ሓይሊ ሰብ ምምሕዳር
ስሙር ሕርሻ ልምዓት ሓ/ዝ/ው/ኩባንያስሙር ሕርሻ ልምዓት ሓ/ዝ/ው/ኩባንያ ኣብ ጣብያ ወራባየ ቁሸት ሁጅራ ዝርከብ ኮይኑ ፅሬት ዝሓለወ ናይ ኣሕምልትን ፍራምረን ምህርቲ ካብ ዘቅርቡ ድርጅታት ሓደ እዩ፡፡ ስለዝኮነ ድርጅትና ዝ/ዩ ሕርሻ ልምዓት ስራሕትና ደገፍቲ ዝኮኑ ናይ ስራሕ መደባት ብቋሚነት መልክዕ ብምቁፃር ከስርሕ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ብዝተገለፁ ረቋሕታት መሰረት መስታወቂያ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ንተከታታሊ 3 መዓልታት ናብ ድርጅትና መፂኩም ንክትምዝገቡ ክንገልፅ ንፈቱ፡፡
ኪኢላ ትልምን ምዉፋር ሓይሊ ሰብን
ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕዳጋንኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኤጀንሲ ምስ ሕ ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕዳጋን
ኣብ ኤጀንሲ ምስ /ሕ/ ስ /ማ/ ዕ ልምዓት ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ኣብ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ከወዳደር ይደልይ
ፅሬትን ተላኣኪትን
አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማምልክታ ንደለይቲ ስራሕ
አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ካብዚ ንታሕቲ ዝተሓበሩ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ረቆሒ ተማልኡ ክተመልክቱ ታ ንፅዉዕ::
ተደላይ ደረጃ ትምህርቲ 4ይ ክፍልን ልዕሊኡን
ተደላይ ዓይነት ትምህርቲ ቀለም ትምህርቲ
ተደላይ ግልጋሎት ዘመን 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ
ተደላይ ልምዲ ስራሕ 4ይ ክፍልን ልዕሊኡን ቀለመ ትምህረቲ
ኪኢላ መረዳእታ ሓይሊሰብ
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲላዕ/ቤት ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኪኢላ ንብረት ምም/ር ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ።
ደረጃ ትምህርቲ
ብማናጅመንት፡ ኢኮኖሚክስ፡ ብስታስቲክስ ዝተመረቐ/ት
ስራል ልምዲ
0 ዓመት ልምዲ ስራሕ
ሲ.ኦ.ሲ ዝምልከቶም መረዳእታ ክቕርቡ ዝክእሉ ጥራሕ ይወዳደሩ