ምጥያሽ ምጥንካርን መመዘኒ ማእኸላት

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ

ኣብ ኤጅንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ  ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብዝውውር ብቑፃርን ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ

ደረጃ ትምህርቲን ዓይንትን

ማእከል/ ኣክሱም

 

ተደላይ ኽእልት
ብኣውቶሞቲቨ ዝተመረቐ/ት


ብ1ይ ዲግሪ 9 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ

ብ2ይ ዲግሪ 7+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኾይኖም ናይ ብቅዓት መረጋገፂ ደረጃ 4 ተመዚኑ ብቁዕ ዝኾነ

መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ ምኳኑ መረዳእታ ዘቅርብ


 

ተወሳኺ ኣንብብ

ማ/ከ/ሓበሬታ

ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ

ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ትገራይ ንዘለዎ መደባት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

  • ቱሪዝም ማናጅመንት፣ ቱሪዝም ማርኬቲንግ፣ ጆርናሊዝም፣ ቋንቋ ዝተመረቀ 5+ዓመት ንማስተር 3+ ዓመት በቲ ሙያ ዝሰርሐ


 

ተወሳኺ ኣንብብ

ኪኢላ ትምህርትን ስልጠናን ግልጋሎት ዓማዊልን

በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክ/ትገራይ በዚ ትሕት ኢሉ ዝተሓበሩ ረቋሒ መሰረት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይዕድም

ብኤ /ኤም ኤ ዲግሪ ብኣካውንቲንግ፣ታክሲ ኣድሚኒስትሬሽን፣ ፓብሊክ ፋይናንስ፣በማናጅመንት፣ ብኢኮኖሚክስ 

4 ዓመት/2 ዓመት

ተወሳኺ ኣንብብ

ኪኢላ ምርመራ ገበን

በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ

ብርኪ ትምህርቲን ስራሕን ዲግሪ 2 ዓመት ማስተር 0 ዓመት

ብሕጊ ዝተመረቀ /ት

ተወሳኺ ኣንብብ