ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ምልክታ ስራሕቲታት ብ ዲሰትሪቡሽን & ዌርሃውስ ስራሕቲታት ኣብ መቐለ ዲሰትሪቡሽን & ዌርሃውስ
ንብረት ዓቃቢት
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይቢሮ ስራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ደገ ዝዉዉርን ቁፃርን ይደሊ::
ንብረት ክፍሊ
ቫራይቲ 2000 PLCቫራይቲ 2000 ጠ/ን PLC ኣብ ትሕቲኡ ንዝርከብ እሰይ ፖርክ ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ዝስዕብ መዐቀንታት ዘማልኡ አወዳዲሩ ንምቁፃር ይደሊ
Purchaser
ቫራይቲ 2000 PLCቫራይቲ 2000 ጠ/ን PLC ኣብ ትሕቲኡ ንዝርከብ እሰይ ፖርክ ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ዝስዕብ መዐቀንታት ዘማልኡ አወዳዲሩ ንምቁፃር ይደሊ
ንብረት ምዝጋቢ
ቢሮ ትልምን ፋይናንስንቢሮ ትልምን ፋይናንስ ኣብ ደጃፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይ/ንብረትን ምም/ር ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ቁፃር ኣወዳዲሩ ከማልእ ይደሊ። በዚ መሰረት እቲ ዝወፀ መመዘኒ ሮቕሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም።
ብርክን ዓይነት ትምህርተ
መሰረታዊ ናይ ንብረት ምምሕዳር ፍልጠት ዘለዎ ናይ ንብረት ፅዳት ኣተሓሕዛ ክንክን ልምድን ክእለት ዘለዎ፣ ንለውጢ ቁሩብ ዝክነን ስነ-ምገባር መርኣያ ዝኮነን
ብያይ ቀደም 12 ክፍሊ ዝወደኣ ወይ ብሓዱሽ ፖሊሲ ትምህርቲ 10ይ ክፍሊ ዝወደኣ 8 ዓመት ስራሕ ልመዲ
10+1 ወይም ብብርኪ 1 ዝተመረቐ ወይ ቀዳማይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣ 6 ዓመት ስራሕ ልመዲ
ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ10+3 ዲፕሎማ ዝተመረቀ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ትምህርቲ ዝወዳኣ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ
ቀዳማይ ዲግሪ 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ
ዕደጋን ንብረት ምምሕዳር ኦፊሰር
ቢሮ ትልምን ፋይናንስንዘድሊ ዓይነት ትምህርቲ
ቀዳማይ ዲግሪን ልዕሊኡን
ብኣካውንቲግ፣ ብማናጅመንት፣ ብኢኮኖሚክስ፣ ብዕደጋ ፕሮኩሩመንት ማናክመንት፣ ብፐርቸይዚንግ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ብባንኪን ኤንድ ኢንሹራንስ
ንብ.ኤ 6+ ዓመትን ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ
ን ኤም.ኤ 4+ ዓመትን ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ
መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዎሐዋ