ኣካዉንታንት

ቢ.ኤች.ዲ ኮንሳልቲንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማ

                         ምልክታ  ንደለይቲ ስራሕ    
ቢ.ኤች.ዲ ኮንሳልቲንግ ሓላ /ዝተ/ ዉ/ማ  ኣብ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ  ወልቃይትን ፀጌዴን አብ ዝሰርሑ ገፀር መንገዲታት  
ነቲ ስራሕ ዝቆፃፀሩ ሰራሕተኛታት   አወዳዲሩ ክቕፅር  ይደሊ በዚ መሰረት እዞም  ኣብ ታሕቲ ዝተጠቀሱ  ረቆሓታት ዝተማልኡ  ተወዳደረቲ  ኦርጅናል ምስዘይምለስ ኮፒ ዶክመንትኩም ሒዝኩም  ብምቅራብ ኣብ ቤት ፅ/ትቢ.ኤች.ዲኮንሳልቲንግ ሓላ /ዝተ/ ዉ/ማ   እናቀረብኩም  ንክትምዝገቡ ነፍልጥ::

ት /ደረጃ                    ዲግሪ /ዲፕሎማ ብኣካዉንቲንግ

ተደላይ ክእለት     ንድግሪ ክልተን ካብኡ ንላዕሊን ስራሕ ልምዲ ዘለዎ ወይ ካዓ 10+3

                12+2 ዲፕሎማ ዘጠኛቐቀ ብተመሳሳሊ ሙያ ኣርባዕተ ዓመትን ካብኡ ንላዕሊን ስራሕ ልምዲ ዘለዎ::

ተወሳኺ ኣንብብ